Apologetics
ሰረተ-ጥብቅና እምነት/ጥብቅና ወንጌል

Definition:

ጥብቅና ወንጌል ማለት፡ ነፍሲወከፍ ሰዓቢ ክርስቶስ፡ ክርስትናዊ ህይወቱ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ተደጊፉ ኣብ ዝመላለሰሉ እዋን፡ ብዛዕባ እምነት ወንጌል ንዝሕተቶ ሕቶ መልሲ ኣናሃበ፡ ንግጉይ ምህሮ ወንጌል እናኣረም፡ ከምኡውን ኣንጻር ወንጌል ንዝልዓሉ ምህሮታት እናኣፍረሰ፡ ሓቀኛ ወንጌል ክርስቶስ ንኸስፍሕ ኣተውሃቦ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስልጣንን ተልእኾን ማለት እዩ።